top of page
  • Instagram
  • TikTok

እቲ ዋና ዕላማ ናይዛ መጽሓፍ እምበኣር እዚ ዝስዕብ እዩ፡-

 

እቲ ቀንዲ ዕላማ ስነ ጽሑፋትና ካብ ስቕ ኢልና ካብ ንኸስሮ ተኣኪቡ ንበረኸት ክኸውን ብምባል ብመልክዕ መጽሓፍ ኣዳሊና ክንሸጦ እሞ እቲ መኽሰብ ብዘይ ጎደሎ 100% ናብ ናይ ኤርትራ ገዳማትን ነዳያትን ብዓቕማ ክትረድእ ኮይኑ ከምዚ ዝስዕብ ውን ኣሎ

 

1. እቶም ኣብ ስነ-ጥበብ ተውህቦ ዘለና ምእመናን፡ በቲ ዝተዋህበና ጸጋ

ገይርና ከነስምሮን ከነመስግኖን

 

2. መንእሰያት ካብ ዓለማዊ ጥበባት ወጺእና ኣብ

መንፈሳዊ ጥበባት ክንነጥፍ።

 

3. ነቶም ኣብዚ ዓውዲ ክንነጥፍ ድሌት ዘለና ከም መተባብዒት ክትከውን

ዝዓለመት እያ።

መክሊተይ

$25.00Price
Quantity
    bottom of page